top of page
Elder Yosief Tewelde
ሓው ዮሴፍ ተወልደ ንፉዕ ሰባኽን ትጉህ መንፈሳዊ መራሒን ሓደ ካብቶም ውፉያት መራሕቲ ቤተ ክርስትያንና እዩ ። ብፍላይ ምስ ጕጅለ መዘምራን ዚመርሕን ምስ ጓሳ ማሕበር ብምትሕብባር ድማ ንሓደስቲ ኣባላት ኣብ ጉባኤና ቦታኦም ንኺረኽቡ ብምሕጋዝ እዩ ዝተህ ብሩኽ ሓው እዩ ።
A passionate speaker and an inspirational spiritual guide, brother Yosief Tewelde Tewelde plays a vital part of our church. especially attuned to connecting with Worship team and new members, assisting our pastor to help new people find their place in our congregation.

bottom of page
